Monthly Archives: May 2019
ሓድነት ዲያስፖራ ተጋሩ ንሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ
ንልዕሊ 96 ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም
ትግራይ ንማእኸላይ መንግስቲ ትኸፍሎ ሕልፊ ግብሪ ከምዘየለ ተገሊፁ
ብሊዕሊ 2.5 ሚልዮን ዶላር መልዐሊ ካፒታል ኣብ ኢንዳስትሪ ፓርክ መቐለ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ዝጀመረ ኬ.ፒ. ኣር እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጉጅለ መፍረይ ዓለባ ህንዲ ን700 ወገናት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡
ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መግስትን ክልል ትግራይ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ሰሙናዊ መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ኣብ ትግራይ ንኢንቨስትመንት ፉሉይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡
ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ ሚካኤል ምስ ኣመራርሓ ዞባ መቐለ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ኣመሓደርቲ ምስ እንደርታ ዝዋሰና 6 ክፍለ ከተማታት መቐለን ተወከልቲ መናእሰይ እንደርታን መቐለን 21 ሚያዝያ 2011ዓ/ም ተመያይጦም::

ኣግባብነት ዘለዎም ሕቶታት መናእሰይ ንዘጋጠሙ ክፍተታት መነፅር ኮይኖም ዘርእዩ፣ ትግራይ ንምልዋጥ ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ሓገዝቲ እታወታት ብምዃን ዘገልግሉን ፀገማት ሕብረተሰብ ብኣግኡ ንኽፍትሑ ዘኽእሉን ንምሰላጥ ልምዓት ኣገደስቲ ምዃኖም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፆም::
ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ ሚካኤል ምስ ኣመራርሓ ዞባ መቐለ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ኣመሓደርቲ ምስ እንደርታ ዝዋሰና 6 ክፍለ ከተማታት መቐለን ተወከልቲ መናእሰይ እንደርታን መቐለን 21 ሚያዝያ 2011ዓ/ም ተመያይጦም::