Monthly Archives: July 2019

ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ተጋዳላይ ጀነራል ኣብርሃ ወ/ማርያም (ኳርተር) ኣብ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ሎሚ ተፈፂሙ ፡፡

ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ተጋዳላይ ጀነራል ኣብርሃ ወ/ማርያም (ኳርተር) ኣብ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ሎሚ ተፈፂሙ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንስድርኡ፣ መተዓብይቱ፣ መቓልስቱን ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ፅንዓት ይምነ፡፡መቐለ፡ 24 ሰነ 2011 ዓ/ም