Monthly Archives: December 2019
መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓድን ወከልቲ ስቪክ ማሕበራትን ማእኸል ሃገር ካብ ዘለዉ ተወለድቲ ትግራይ ብድምር ልዕሊ 1500 ተሳተፍቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ ዕለት 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ንተኸታተልቲ ክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺብና ፓለቲካዊ፣ ኢኮነምያውን ማሕበራዊን ኩነታት ሃገርናን ክልልናን ሰፊሕ ዲሞክራስያዊ ዘተን ምይይጥን ድሕሪ ምክያድን ምግምጋምን ሓሳብና ብምጥማር ናብ ሓደ መደምደምታ በፂሕና ኣለና።
ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ፡፡
እቲ ’’መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ንኽልተ ተኸታተልቲ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ህዝባዊ ኮንረንስ፣ ተወከልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይ፣ ምሁራን፣ ሲቪል ሰርቫንት፣ ወኪላት ሽድሽቲኦም ሲቪክ ማሕበራት፣መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ ሃፍቲ ነጋዶን፣ከምኡ’ውን ተወከልቲ ብሄረሰባት ኢሮብን ኩናማን ብድማር ኣስታት 1500 ተወከልቲ ክሳተፉ እዮም፡፡
ወይከ ወንዘር- ካብ ኣጀንዳና!!
ዋዕላ ምክልኻል ”በረድ ሓጋይ ”ይሳለጥ ኣሎ
ዋዕላ ምክልኻል ”በረድ ሓጋይ ”ይሳለጥ ኣሎ።
ብቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ይካየድ አብ ዘሎ ዘተ ምክልኻል ብኽነት፤ ህዝቢ ትግራይ እንተሓቢሩ አንፃር ልምዓቱ፣ ሃለዋቱን ድሕንቱን ዝኾኑ ጎዳእቲ ባህልታት መኪቱ ልምዓቱን ሰላሙን ዉሑስ ንምግባር ዝዓግቶ ከምዘየለ ተገሊፁ።
በወቅታዊ ጉዳይ ላይ የተሰጠ መግለጫ
ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ሻንሲ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ትሕብብርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ኣብ አዲስ ኣበባ ተፈራሪሙ
ብኽነት ንምውጋድ ንረባረብ !!
ምሁራት ትግራይ፣ሲቪክ ማሕበራት፣ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኩለን ውድባት ፖለቲካ ትግራይን ዝሳተፉሉ ክልላዊ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ኣንፈቱ ከይስሕት መንግሰቲ፣ ፖለቲካዊ መራሕትን ኣህጉራዊ መሻርኽትን ዘድሊ ሓገዝ ክገብሩ ኢነተርናሽናል ክራይስስ ግሩፕ ፀዊዑ
A Spectacular Religious Celebration of Saint Mary Tsion

A Spectacular Religious Celebration of Saint Mary Tsion
The Annual Saint Mary Tsion religious celebration was colourfully celebrated at Aksum, with four thousand tourists included, around 1.5 million guests or celebrants both from abroad and from all parts of Ethiopia. According to AtoGebremedhinFitsumBirhan, chief of the Office for Culture and Tourism of the town, there were 19 daily flights to the town and the town had earned around 10 million ETB as revenue and it has motivated the socio-economic activities of the town and has created job opportunities. Furthermore, it has enhanced the development of tourism in the town, ENA has reported.
Public Relations Bureau