ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ ገሊፀን፡፡

ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ ገሊፀን፡፡

 

ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ መላእ ትግራይ ዝተውፃእፅኡ 620 ተወከልቲ ከም ዝሳተፉ ዝሓበራ ወ/ሮ ኪሮስ፤ ተሳተፍቲ ደቆም መስዋእቲ ዝኸፈሉሉ ዕላማ ፍረ ከም ዘፍረየ ዝዕዘብሉ ዑደት፣ ብነባራት ተጋደልቲ ዝምራሕ ፓነል ምይይጥን መድረኽ ኣፍልጦን ኣካል እቲ ኮንፈረንስ ኮይኖም ከምዝካየዱ ገሊፀን፡፡

 

ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝድራ ስውኣት ብተወሳኺ ዝምልከቶም ሴክተራት መንግስቲ፣ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ክሳተፉ እዮም፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *