ኣባላትን ኣመራርሓን ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ “ዓወት ንጋንታና ደምና ንህዝብና” ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡

ኣባላትን ኣመራርሓን ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ “ዓወት ንጋንታና ደምና ንህዝብና” ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡

ሎሚ ዕለት 02 /06/2011 ዓ/ም ብምኽንያት መበል 44 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣባላትን ኣመራርሓ ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡

ብመሰረት ትልሚ ኣባላት ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ 1070 ድገፍቲ ኣባለትን አመራርሓን ልገሳ ደም ከካይዱ እዮም፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *