ካልኣይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ዳያስፖራ ተጋሩ ካብ 24 ክሳብ 30 ሓምለ /2011 ዓ.ም

ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ፤ ካብ 24 ክሳብ 30 ሓምለ /2011 ዓ.ም ዳያስፖራ ተጋሩ ብዛዕባ ሀገሮም ክልሎም ህልዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ተወዲቦም ሓድነቶም ብምጥንኻር አብ ልምዓት ትግራይ ብሰፊሑ እጃሞም አጠናኺሮም ንምቕፃል ዘኽእል መድረኽ ካልኣይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ከምዝሳለጥ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም።

https://www.youtube.com/watch?v=qfpaq4UZP0s&feature=youtu.be

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *