ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸበን ብብሉፅ መራሒ ተጋደላይ መለሰ ዜናዊ ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ተኸላ ፈልሲ ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ለንዘበን እውን ብብርኪ ሃገርን ትግራይን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ቅድም ክብል ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸበን ብብሉፅ መራሒ ተጋደላይ መለሰ ዜናዊ ዝተጀመረ ተግባርን ውጡን ሓሳብን ሃገር ለኸ ተኸላ ፈልሲ ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ለንዘበን እውን ብብርኪ ሃገርን ትግራይን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ፡፡

ላዕለዎት መራሕቲ ክልል ትግራይ እውን ሎሚ ንጉሆ ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ተረኺቦም ተኽሊ ናይ ምትካል ስራሕቲ ኣሳሊጦም፡፡

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣብዚ ክረምቲ ኣብ ትግራይ 80 ሚልዮን ፈልሲ ክትከል ውጡን ከምዝሓዘን ዛጊድ እውን 30 ሚልዮን ዝተፈላለዩ ዓሌታት ፈልሲ ከምዝተኸሉን ዳይረክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሚኪኤለ ምሩፅ ንሚድያታት ካብ ዝሃብዎ ምርዳእ ተኻእሉ ኣሎ፡፡

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *