ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ ::

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ ::

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስን ክልል ትግራይ ንስድራ ቤታ፣ ንፈተውታ፣ ንኹሎም መቓልስታን ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ደጊሙ ፅንዓት ይምነ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መቐለ 1 መጋቢት 2012 ዓ/ም

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *