ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኢፌዴሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ።

ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኢፌዴሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ።

እቲ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ጃፓናዊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እቲ ወዲ 48 ዓመት ጃፓናዊ፥ 25 ለካቲት 2012 ዓ.ም ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ሚኒስትር ጥዕና ኢፌዴሪ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ ኣብሪሀን።

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *