ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ኣፈ ጉባኤነት ቤት ምኽሪ ፌደሬሸን ለቒቐን

ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ኣፈ ጉባኤነት ቤት ምኽሪ ፌደሬሸን ለቒቐን።

ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ሰልጣነን በገዛ ፍቓደን ዝለቐቓ ሕገ መንግሰቲ ምሰ ዝጥሕስን ውልቀ ምልክነት ምሰ ዘሰጉም ጉጅለ ሓቢረን ንምሰራሕ ፍቓደኛ ብዘይ ምኳነን ገሊፀን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *