ሰበር ዜና ========= ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ብግንባር ኣላማጣ ዝመፀ መበል 25ን 32ን ክፍለ ሰራዊት ማለት ክልተ ብርጌድ ኮማንዶ መሉእ ብመሉእ ደምሲሱ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ከምዝገበሮ ወሃቢ ቃል ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ተጋዳላይ ገብረ ገብረፃድቃን ገሊፁ፡፡
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ መቐለ፣ 10 ሕዳር 2013 ዓ/ም
Your email address will not be published. Required fields are marked *
Comment
Name *
Email *
Website
Leave a Reply