ሰበር ዜና

ሰበር ዜና
፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ኣብ ልዕሊ መዕረፊ ነፈርቲ ባህርዳር ብሚሳኤል ዕውት መጥቃዕቲ ከም ዘካየደ ወሃቢ ቃል ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተጋዳላይ ገብረ ገብረፃድቃን ኣፍሊጦም።
እቲ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ጥቕዓት ከይበፅሕ ብልዑል ጥንቃቐ ዝተፈፀመ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ መዕረፎ ነፈርቲ ባህርዳር ዝነበረ መኻዚኖ ከቢድ ክሳራ ከምዝበፅሐ እቶም ወሃቢ ቃል ኣፍሊጦም።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መቐለ፣11 ሕዳር 2013 ዓ.ም

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *